ብተደጋጋሚ ርእደ-መሬትን ተነጻል ነትጒ እሳተ-ጎመራን ኣብ ዝርኣዮ ዘሎ ክልላት ዓፋርን ኦሮሚያን፡ ክውርድ ካብ ዝኽእል ሓደጋ ንምውጋድ፡ ኣስታት 80-ሽሕ ህዝቢ እቲ ከባቢ ናብ ዝሓሸ መዕቆቢ ቦታ ...
ኣዋሽ ፈንታለ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ክልል ዓፋር፡ ኢትዮጵያ፡ እሳተ-ጎመራ ዘንቀሎ ጎስዒ፡ ጋዝ ንላዕሊ ክትኮስ ሎሚ ዓርቢ ምርኣዩ ሮይተርስ ሓቢሩ። በቲ ሓደጋ ዝሰግኡ ነበርቲ ናብ ግዝያዊ መዕቆቢ ከም ...
ብሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ዓዪሻ መሓመድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ፡ ትማሊ ሓሙስ መቓዲሾ በጺሑ፡ ንፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሸኽ መሓሙድ ዝሓወሰ ምስ ላዕለዎት ሰብ-መዚ እታ ሃገር ድሕሪ ምርኻቡ፡ ...
(FBI)፡ ኣመሪካ ፈጻሚ መጥቃዕቲ ምስ ሓይልታት ዳዕሽ ምትእስሳር ከም ዘለዎ ኣመልኪቱ ኣሎ። ብመሰረት ፕረዚደንት ጆ ባይደን ዝሃቦ ቃል ሰዓታት ቅድሚ’ቲ መጥቃዕቲ፡ ሻምሰዲን ጃበር፡ ነቲ እስላማዊ ...
ብሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ዓዪሻ መሓመድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሎሚ ሓሙስ ንመቓዲሾ ብምጕዓዝ ምስ ሶማላwiያን መዛንኡ ተራኺቡ። ልኡኽ ኢትዮጵያ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ...
ኣብ ባሕቲ ጥሪ ኣብ መንጎ ርእሰ-ምምሕዳር ሶማሊላንድን ኢትዮጵያን ንኣፍገደ ባሕሪን ምምስራት ሓይሊ ባሕሪን ኣመልኪቱ ዝተበጽሐ ስምምዕ መዘከር፡ ንቐርኒ ኣፍሪቃ ዳርጋ ናብ ዓመት ዝኸደ ምትፍናን መሪሑ ...
(ባርያ)፡ 27 ዓመታት ድሕሪ ዕረፍቱ’ውን ጽልዋኡ ዓቢ’ዩ ዘሎ። ኣብ ህዝቢ ብዝነበሮ ለዋህትን ናይ ምትሕግጋዝ መንፈስን ማዕረ ኣብ ደርፍታቱ ዝነበሮ ተቐባልነት’ውን ምዃኑ ዝገልጽ የማነ፡ ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ንዝኽሩ ኣብ ኣስመራ ዝተገብረ ምሸት፡ ደርፍታቱ ዝደግሙን ኣበርክቶኡ ዝገልጹን በበይኖም ትሕዝቶታት ...
ኣብ ጥሪ 1977 መዝነት ፕረዚደንት ኣመሪካ ዝተረከበን ንነዊሕ እዋን ሓሚሙ ኣብ ክፍለ-ሃገር ጆርጂያ ኣብ ዝርከብ ፕላየንስ ኣብ ዝተባህለ ከተማ መንበሪ ገዛኡ ክእለ ዝጸንሐ ፕረዚደንት ነበር ጂሚ ...
ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ጎንደር፡ ቅድሚ ክልተ ኣዋርሕ ዝተኣሰሩ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዛጊድ ናብ ቤት ፍርዲ ከምዘይቀረቡ ስድራቤቶም ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም። እቶም ኣባላት ስድራ ከም ...
ቦርድ ምርጫ ብመሰረት ዝተመሓየሸ ምዝገባ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ኢትዮጵያ፡ ህወሓት ብፍሉይ ኩነታት ምምዝጋቡ ካብ ዝፍለጠሉ 6 ነሓሰ 2016 ኣብ ውሽጢ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ተዓዘብቲ’ቲ ምርጫ ቦርድ ኣብ ...
ብሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ዓዪሻ መሓመድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ሎሚ ሓሙስ ኣብ መቓዲሾ ኣትዩ፡ ምስ ሰብ-መዚ መንግስቲ ሶማልያ ብምዝርራብ ንጉዳይ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ሶማልያ ሓደ መፍትሒ ከምጽእ ትጽቢት ይግበር። ዑደት ላዕለዋይ ጉጅለ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ሓድሽ ተልእኾ ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ...
ፕረዚደንት ባይደን፡ ኣመሪካ ኣስታት 2.5 ቢልየን ዶላር ብመልክዕ ኣጽዋራት ናብ ዩክሬን ከም ትሰድድ ኣፍሊጡ። ምምሕዳር ባይደን፡ ቅድሚ ምሩጽ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ መዝነት ምርካቡ፡ ኩሉ ...